ካሳዬ ኣራጌ ዋና ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቡና ብምዃን ተሸይሙ

ካሳዬ ኣራጌን ዋና ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቡና ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሸይሙ።

ስለዝኾነ ዋና ኣሰልጣኒ ካሳዬ ኣራጌን እቲ ጋንታን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ኢንተርኮንቲኔንታል ተፈራሪሞም።

ብመሰረት እቲ ስምምዕ፥ እቲ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንቐፀልቲ ኣርባዕተ ዓመታት ነቲ ጋንታ ክመርሕ ኢዩ።

ዋና ኣሰልጣኒ ካሳዬ ኣራጌ ካብ 1979 ክሳብ 1994 ዓ.ም ኣብ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቡና 15 ቁፅሪ ማሊያ ተኸዲኑ ዝፃወት ዝነበረ እንትኸወን፥ እቲ ማሊያ ብዝነበሮ ሕብሪ ብምሕታም ሎሚ መዓልቲ ተበርኪቱሉ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

shares