ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምቅታል፣ ምፅላእን ንወገንካ ምምዝባልን ምስ ኣረጊት ዘበን ክበሊ ይግባእ-ብፁእ ወ ቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ምቅታል፣ ምፅላእን ንወገንካ ምምዝባልን ምስ ኣረጊት ዘበን ክበሊ ከምዝግባእ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘ ኣክሱም ወ እጨጌ ዘ መንበረ ተክለ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን…

ናይ አፍሪካ ዜናታት

ኣቦ መንበር ኮሚሸን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ልዕሊ ወፃእተኛታት ዝግበር ዘሎ መጥቃዕቲ ኣውጊዞም

ኣቦ መንበር ኮሚሸን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ ማህማት ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ፣ ጆሃንስበርግ ዘለዉ ናዕበኛታት ኣብ ልዕሊ  ህይወትን ንብረትን ወፃእተኛታት ንዘብፅሕዎ ዘለዉ ጉድኣት ኣውጊዞም። እቶም ኣቦ መንበር መንግስቲ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብታ…

ናይ ዓለም ለኸ ዜናታት

ቀዳማይ ሚኒስትር ቦሪስ ጆንሰን ባይቶ እንግሊዝ ንክዕፆ ሕቶ ኣቕሪቦም

ቀዳማይ ሚኒስትር እንግሊዝ ቦሪስ ጆንሰን ባይቶ እንግሊዝ  ክዕፆ ዕላዊ  ሕቶ ንንግስቲ ኤልሳቤጥ ኣቕሪቦም። ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር፥ ኣብ ክረምቲ ፀኒሖም ኣብ መስከረም ናብ ስራሖም ኣብ ዝምለስሉ እዋን’ዩ ካብ ስርሖም ደስኪሎም…

ስፖርትን መዘናግዕን

ካሳዬ ኣራጌ ዋና ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቡና ብምዃን ተሸይሙ

ካሳዬ ኣራጌን ዋና ኣሰልጣኒ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ቡና ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተሸይሙ። ስለዝኾነ ዋና ኣሰልጣኒ ካሳዬ ኣራጌን እቲ ጋንታን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ኢንተርኮንቲኔንታል ተፈራሪሞም። ብመሰረት እቲ ስምምዕ፥ እቲ…

ጥዕና

ኣብ ትግራይ ዘሎ ትሕቲ ክልተ ዓመት ሕማም ድኽዳኸ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ

ኣብ ትግራይ ዘሎ ትሕቲ ክልተ ዓመት ሕማም ድኽዳኸ ንምንካይ ዝምልከቶ ኣካል ግድኡ ከበርክት ፃውዒት ቀሪቡ። ኣብ ጉዳይ ቃልኪዳን ሰቖጣ ኣማኻሪ ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ሃይለ ኣስፈሃ ትማሊ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ…

ቢዝነስ

ልዕሊ 7 ሚሊየን ብርን 53 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ

ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን 53 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ብዘይሕጋዊ መገዲ የሽርፉ ካብ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ህዝቢ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ…

ሳይንስና ቴክኖሎጂ

ሕማም ኩላሊት መርሚሩ ውፅኢቱ ዘፍልጥ መተግበሪ

እዚ መተግበሪ (ኣፕሊኬሽን)ተንቀሳቓሲ ስልኪ፥ ሰባት ኩሊቶም ጥዕይቲ ትኹን ሕምምቲ ብቐሊሉ ክፈልጥሉ ዘኽእሎም ኢዩ ተባሂሉ። ስለዝኾነ እቲ መተግበሪ ኣብ ውሽጢ ደቓይቕ ኣገልግሎት ሕክምና ክንህብ ሓጊዙና ብምባል፥ ሰብ ሞያ ሕክምና “መድሕን ህይወት”…